下载 PDF
返回故事列表

ቶም እቲ ሸያጢ ባናና 卖香蕉的汤姆

作者 Humphreys Odunga

插图 Zablon Alex Nguku

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 2级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ቶም ዝበሰለ ባናና ብካሴታ ይስከም።

汤姆顶着一篮熟透的香蕉。


ቶም ባናና ክሸይጥ ናብ’ቲ ዕዳጋ ይኸይድ።

汤姆去集市上卖香蕉。


ሰባት ኣብ’ቲ ዕዳጋ ፍረታት ይገዝኡ ኣለዉ።

很多人去集市上买水果。


ካብ ናይ ቶም ባናና ግን ዋላሓደ ሰብ ዝገዝእ የለን። ካብ ደቀንስትዮ እዮም ፍረታት ክገዝኡ ዝመርጹ።

但是没有人去汤姆那儿,因为他们更喜欢去女人们那儿买。


“ኣብ ሕብረተሰብና፡ ደቀንስትዮ ጥራይ እየን ፍረታት ዝሸጣ።” ይብሉ ሰባት። ንሓድሕዶም “እንታይ ዓይነት ሰብኣይ’ዩ ኣታ’ዚ?” ይባሃሃሉ።

人们说:“在我们这儿,只有女人会去卖水果”。他们问:“什么男人会去卖水果啊?”


ቶም ግን ተስፋ ኣይቆርጽን። ከም’ዚ ድማ ይብል፡ “ካብ ባናናይ ግዝኡ! ካብ’ዚ ዝበሰለ ምቁር ባናናይ ግዝኡ!”

但是汤姆没有放弃。他在集市上叫卖:“快来买我的香蕉!又大又甜的香蕉!”


ሓንቲ ሰበይቲ ካብ’ቲ ካሴታ ጥማር ባናና ተልዕል። ነቲ ባናና ብጥንቃቐ ትርእዮ።

有一个妇女从篮子里抓了一把香蕉,仔细地查看。


እታ ሰበይቲ ነቲ ባናና ገዚኣቶ።

然后她买了那把香蕉。


ካልኦት ሰባት ናብ’ቲ ባንኮ ይመጹ። ናይ ቶም ባናና ገዚኦሞ፡ በሊዖሞ ድማ።

越来越多的人到汤姆的摊位前。他们买了汤姆的香蕉,吃得津津有味。


ብቕልጡፍ፡ እቲ ካሴታ ጥራዩ ተሪፉ። ቶም ነቲ ዘእተዎ ገንዘብ ፈቒድዎ።

不一会儿,汤姆的篮子就空了,他数了数自己卖香蕉赚到的钱。


ሽዑ ቶም ሳሙና፡ ሽኮርን ሕብስትን ይገዝእ። ነቲ ንብረት ኣብ’ቲ ካሴታኡ የእትዎ።

汤姆用这些钱买了肥皂、糖和面包。他把这些东西放在他的篮子里。


ቶም ነቲ ካሴታ ኣብ ርእሱ ኣጣጢሑ ብምስካም ናብ ቤቱ ይኸይድ።

汤姆把篮子稳稳当当地顶在头上,回家了。


作者: Humphreys Odunga
插图: Zablon Alex Nguku
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 2级
出处: 原文来自非洲故事书Tom the banana seller
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 4.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF