下载 PDF
返回故事列表

ቲንጊን እተን ላማውትን 丁吉和奶牛

作者 Ingrid Schechter

插图 Ingrid Schechter

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 2级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ቲንጊ ምስ ዓባዩ ይቕመጥ ነበረ።

丁吉和奶奶住在一起。


ምስኣ ኮይኑ ነተን ላማውቲ ይከናኸነን ነበረ።

丁吉以前常常和奶奶一起照看奶牛。


ሓደ መዓልቲ እቶም ወታሃደራት መጺኦም።

有一天,村里来了士兵。


ነተን ላማውቲ ወሲዶመን።

他们把奶牛带走了。


ቲንጊን ዓባዩን ሃዲሞም ተሓብኡ።

丁吉和奶奶逃离了村庄,躲了起来。


ክሳብ ዝመስይ ኣብቲ ቈጥቋጥ ተሓቢኦም ወዓሉ።

他们白天躲在树丛里。


ሽዑ እቶም ወታሃደራት ተመሊሶም መጹ።

士兵们又回来了。


ንቲንጊ ዓባዩ ብኣቝጽልቲ ሸፊና ሓብኣቶ።

奶奶把丁吉藏在树叶底下。


ሓደ ካብቶም ወታሃደራት ብእግሩ ጌሩ ረገጾ፡ ንሱ ግን ጸጥ በለ።

有个士兵踩到了丁吉藏身的树叶,但是丁吉没有吱声。


መሬት ደሓነ ሰላም ምስኰነ፡ ቲንጊን ዓባዩን ካብ ዝተሓብእዎ ወጺኦም።

丁吉和奶奶直到安全了才走出来。


ሰላሕ እናበሉ ብህድኣት ናብ ቤቶም ከዱ።

他们悄悄地爬回家。


作者: Ingrid Schechter
插图: Ingrid Schechter
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 2级
出处: 原文来自非洲故事书Tingi and the Cows
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF