下载 PDF
返回故事列表

ኣዝዩ ቈማት ሰብኣይ 一个很高的人

作者 Cornelius Gulere

插图 Catherine Groenewald

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 2级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ጭዃሮኡ ኣዝያ ሓጺራቶ ኔራ።

他的锄头太短了。


ኣፍደጌኡ ኣመና ትሒትዎ ኔሩ።

他的门口太低了。


ዓራቱ እምብዛ ሓጺርዎ ኔሩ።

他的床太短了。


ብሽክለትኡ ምሒር ሓጺራቶ ኔራ።

他的自行车太短了。


እዚ ሰብኣይ ኣዝዩ ቈማት እዩ ኔሩ!

这个人太高了!


ኣዝዩ ነዊሕ ሓኽሊ ጭዃሮ ሰሪሑ።

他做了一个很长的锄柄。


ኣመና በሪኽ መቓን ማዕጾ ሃኒጹ።

他做了一个很高的门框。


እምብዛ ነዊሕ ዓራት ሰሪሑ።

他做了一张很长的床。


ምሒር በራኽ ብሽክለታ ገዚኡ።

他买了一辆很高的自行车。


ኣብ ኣዝዩ በሪኽ መንበር ኮፍ ኢሉ። ብኣመና ነዊሕ ፋርኬታ በሊዑ።

他坐在一把很高的椅子上。他用一把很长的叉子吃饭。


ቤቱ ገዲፉ ብምኻድ ኣብ ሓደ ዓቢ ጫካ ተቐሚጡ። ንነዊሕ ዓመታት ጸኒሑ።

他离开他的房子住进一个很大的森林里。他在那里住了很多年。


作者: Cornelius Gulere
插图: Catherine Groenewald
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 2级
出处: 原文来自非洲故事书A very tall man
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF