下载 PDF
返回故事列表

ካላይ ንኣትክልቲ ትዛረቦም 和植物聊天的卡莱

作者 Ursula Nafula

插图 Jesse Pietersen

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 2级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


እዚኣ ካላይ ትብሃል። ካላይ ሸውዓተ ዓመት እዩ ዕድሚኣ። ብቋንቋኣ፡ ቋንቋ ሉቡኩሱ ትርጉም ናይ ስማ ‘እታ ሕያወይቲ’ ማለት እዩ።

这是卡莱。她今年七岁。在肯尼亚当地方言里,这个名字是“美好事物”的意思。


ካላይ ካብ ድቃሳ ተንሲኣ ንገረብ ብርቱኻን ትዛረቦ። “በጃኻ ገረብ ብርቱኻን፡ ገዚፍ ኴንካ እሞ ዕበ ብዙሕ ዝበሰለ ፍረታት ብርቱኻን ሃበና።”

卡莱早上醒来,跟橙子树说:“橙子树啊橙子树,快点长大吧,给我们结好多又大又甜的橙子!”


ካላይ ናብ ቤት ትምህርቲ ብእግራ ትኸይድ። ኣብ መንገዳ ንሳዕሪ ትዛረቦ። “በጃኻ ሳዕሪ፡ ልሙዕ ኴንካ ብቘል ኣይትንቀጽ ድማ።”

在卡莱走路去上学的路上,她对草地说:“草地啊草地,你一定要长得绿油油的,别干枯了。”


ካላይ ነቶም ዕምባባታት መሮር ተላግሶም። “በጃኹም ዕምባባታት፡ ፍንሽርሽር በሉ እሞ ኣብ ጸጕረይ ክሰዅዓኩም።”

卡莱路过了野花,她对野花说:“野花啊野花,你们尽情地开放吧,这样我可以把你们夹在我的头发里。”


ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ ካላይ ነቲ ኣብ ማእከል ቀጽሪ ዘሎ ገረብ ትዛረቦ። “በጃኻ ገረብ፡ ዓበይቲ ጨናፍር እሞ ኣብቍል ንሕና ድማ ኣብ ትሕቲ ጽላልካ ኴና ከነንብብ።”

在学校,卡莱对操场中间的树说:“小树啊小树,快点长出枝叶吧,这样我们就可以在树荫里读书了。”


ካላይ ነቲ ንቤት ትምህርታ ከቢብዎ ዘሎ ሓጹር ትዛረቦ። “በጃኻ ሓያል ኩን እሞ ሕማቓት ሰባት ናብዚ ከይኣትዉ ዕገቶም።”

卡莱还对学校附近的灌木丛说:“灌木啊灌木,你们一定要长得壮壮的,这样坏人就进不了学校了。”


ካላይ ካብ ቤት ትምህርቲ ናብ ቤታ ምስተመልሰት፡ ነቲ ገረብ ብርቱኻን ትበጽሖ። “ፍረታት ብርቱኻን በሲልኩም ዶ?” ኢላ ካላይ ትሓቶም።

当卡莱从学校回到家里,她又去看了看橙子树,问它:“你结橙子了吗?”


“እቶም ፍረታት ብርቱኻን ጌና ጉዕ እዮም ዘለዉ፡” ኢላ ካላይ ኣዕሚቛ ኣስተንፈሰት። “ጽባሕ የራኽበና ገረብ ብርቱኻን፡” በለት ካላይ። “ምናልባት ሽዑ ዝበሰለት ፍረ ብርቱኻን ትህበኒ ግዲ ትኸውን!”

卡莱叹了一口气:“橙子还是绿色的,我明天再来看看你吧!或许到了明天你就会给我一只又大又甜的橙子了。”


作者: Ursula Nafula
插图: Jesse Pietersen
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 2级
出处: 原文来自非洲故事书Khalai talks to plants
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 4.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF