首页
关于
关于我们
语言
如何使用本站资源
联络我们
下载 PDF
其他语言
中文
阿拉伯语
阿姆哈拉语
波兰语
波斯语
波斯语(阿富汗)
德语
俄语
法语
菲律宾语
韩语
孟加拉语
挪威语(书面)
挪威语(新)
旁遮普语
葡萄牙语
日语
斯瓦希里语
索马里语
土耳其语
乌尔都语
乌克兰语
西班牙语
意大利语
英语
粤语
越南语
藏语
更多语言…
返回故事列表
ኣዝዩ ቈማት ሰብኣይ
一个很高的人
中
Cornelius Gulere
Catherine Groenewald
Daniel Berhane Habte
提格雷尼亚语
2级
本故事尚未有语音版。
ጭዃሮኡ ኣዝያ ሓጺራቶ ኔራ።
他的锄头太短了。
中
ኣፍደጌኡ ኣመና ትሒትዎ ኔሩ።
他的门口太低了。
中
ዓራቱ እምብዛ ሓጺርዎ ኔሩ።
他的床太短了。
中
ብሽክለትኡ ምሒር ሓጺራቶ ኔራ።
他的自行车太短了。
中
እዚ ሰብኣይ ኣዝዩ ቈማት እዩ ኔሩ!
这个人太高了!
中
ኣዝዩ ነዊሕ ሓኽሊ ጭዃሮ ሰሪሑ።
他做了一个很长的锄柄。
中
ኣመና በሪኽ መቓን ማዕጾ ሃኒጹ።
他做了一个很高的门框。
中
እምብዛ ነዊሕ ዓራት ሰሪሑ።
他做了一张很长的床。
中
ምሒር በራኽ ብሽክለታ ገዚኡ።
他买了一辆很高的自行车。
中
ኣብ ኣዝዩ በሪኽ መንበር ኮፍ ኢሉ። ብኣመና ነዊሕ ፋርኬታ በሊዑ።
他坐在一把很高的椅子上。他用一把很长的叉子吃饭。
中
ቤቱ ገዲፉ ብምኻድ ኣብ ሓደ ዓቢ ጫካ ተቐሚጡ። ንነዊሕ ዓመታት ጸኒሑ።
他离开他的房子住进一个很大的森林里。他在那里住了很多年。
中
作者:
Cornelius Gulere
插图:
Catherine Groenewald
译文:
Daniel Berhane Habte
语言:
提格雷尼亚语
级别:
2级
出处:
原文来自
非洲故事书
的
A very tall man
本着作系采用
共享创意 署名 3.0 未本地化版本
授权条款授权。
读多啲
2级
故事:
ብስምዒ ዝተሰርሑ ቆልዑት
ንጕማረታት ጸጕሪ ኣልቦ ዝገበሮም ምኽንያት
ዛማ ንፍዕቲ እያ!
ካላይ ንኣትክልቲ ትዛረቦም
ውሳነ
ቶም እቲ ሸያጢ ባናና
ቲንጊን እተን ላማውትን
መቕጻዕቲ
ጤል፡ ከልብን ላምን
ትርሓስ — ኾኸብ ተፃዋቲት እግሪ ኩዕሶ
选项
返回故事列表
下载 PDF