下载 PDF
返回故事列表

ምፍቃድ እንስሳታት 数数动物

作者 Zanele Buthelezi, Thembani Dladla, Clare Verbeek

插图 Rob Owen

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 1级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ሓደ ሓርማዝ ማይ ክሰቲ ኢዩ።

一头大象去喝水。


ክልተ ዘራፋት ማይ ክሰትዩ እዮም።

两只长颈鹿去喝水。


ሰለስተ ኣብዑር-በረኻን ኣርባዕተ ኣዕዋፍን እውን ማይ ክሰትዩ እዮም።

这里有三头水牛和四只鸟,全部都要去喝水。


ሓሙሽተ ዓገዝንን ሽዱሽተ መፋልስን ናብቲ ማይ ይጓዓዙ ኣለዉ።

五只高角羚和六只疣猪走去喝水。


ሸውዓተ ኣእዱግ-በረኻ ናብቲ ማይ ይጐዩ ኣለዉ።

七匹斑馬跑去喝水。


ሸሞንተ እንቍርዖባትን ትሽዓተ ዓሳታትን ኣብ ማይ ይሕምብሱ ኣለዉ።

水中有八只青蛙,也有九条鱼。


ሓደ ኣንበሳ ይጓዝም ኣሎ። ንሱ እውን ክሰቲ ደልዩ ኣሎ። መን’ዩ ካብ ኣንበሳ ዝፈርሕ?

一头狮子吼叫着。 他也想喝水。 谁怕狮子了?


ሓደ ሓርማዝ ምስቲ ኣንበሳ ማይ ይሰቲ ኣሎ።

一头大象和狮子一起喝水。


作者: Zanele Buthelezi, Thembani Dladla, Clare Verbeek
插图: Rob Owen
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 1级
出处: 原文来自非洲故事书Counting animals
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF