下载 PDF
返回故事列表

እቲ ጥሙይ ሓርገጽ 很饿的鳄鱼

作者 Christian G.

插图 Wiehan de Jager

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 1级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ሓደ እዋን ኣዝዩ ዝጠመየ ሓርገጽ ነበረ።

从前有一条肚子很饿的鳄鱼。


ንሱ ብርግኣትን ብህድኣትን መግቢ የናድይ ነበረ። ሽዑኡ ድማ…

他慢慢地、悄悄地去找东西吃。 然后……


ቡምፖው!!! እቲ ሓርገጽ ኣጥቂዑ!

扑通!鳄鱼来了!


ብድሕሪ’ዚ ጥሜት ዝበሃል የለን፡ ስለ’ዚ ተሓጕሱ ኣሎ።

然后他肚子就不再饿了,很高兴。


ክሳብ እንደገና ዝጠምይ።

直到肚子又饿起来了!


作者: Christian G.
插图: Wiehan de Jager
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 1级
出处: 原文来自非洲故事书The hungry crocodile
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF