下载 PDF
返回故事列表

ነዞም እንስሳታት ርኣይዎም 看看农场里的动物

作者 Jenny Katz

插图 Sandy Campbell

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 1级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ነዞም እንስሳታት ርኣይዎም።

看看农场里的动物。


እታ ላም፡ “እምባሕ” ትብል።

母牛“哞哞”叫。


እታ ጤል፡ “ሜእ፡ ሜእ” ትብል።

山羊“咩咩”叫。


እቲ ፈረስ፡ “ንሂሂ” ይብል።

老马“嘶嘶”叫。


እታ ሓሰማ፡ “ኵሪፍ” ትብል።

小猪“哼哼”叫。


እታ ደርሆ፡ “ቃቃቕ” ትብል።

母鸡“咯咯”叫。


እቲ ከልቢ፡ “ውሕ” ይብል።

小狗“汪汪”叫。


እቲ ሓረስታይ፡ “እሽ…!” ይብል።

农夫就说“嘘嘘”。


作者: Jenny Katz
插图: Sandy Campbell
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 1级
出处: 原文来自非洲故事书Look at the animals
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名-非商业性 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF