下载 PDF
返回故事列表

ክልተ 两个

作者 Carole Bloch

插图 Richard MacIntosh

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 1级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ክልተ ንኣሽቱ ኣእዳው ክንሕዘለን።

两只手用来拿东西。


ክልተ ንኣሽቱ ኣእጋር ክንቀልዓለን።

两只脚用来踢踢球。


ክልተ ንኣሽቱ ኣዒንቲ ክንርእየለን።

两只眼睛用来看看。


ክልተ ንኣሽቱ ኣእዛን ክንሰምዓለን።

两只小耳朵用来听听。


ክልተ ኣፍቀርቲ ቀላጽም ድማ ክንሓቝፈለን!

还有两只小手用来抱抱!


作者: Carole Bloch
插图: Richard MacIntosh
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 1级
出处: 原文来自非洲故事书Two
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名-非商业性 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF