下载 PDF
返回故事列表

ኣካላተይ 我的身体

作者 Clare Verbeek, Thembani Dladla, Zanele Buthelezi

插图 Mlungisi Dlamini, Ingrid Schechter

译文 Daniel Berhane Habte

语言 提格雷尼亚语

级别 1级

将整故事念出来 本故事尚未有语音版。


ብእኡ ክጐይይ እኽእል እየ።

让我能跑步。


ብእኡ ክነጥር እኽእል እየ።

让我能跳跃。


ብእኡ ክስዕስዕ እኽእል እየ።

让我能跳舞。


ብእኡ ክሕምብስ እኽእል እየ።

让我能游泳。


ብእኡ ክዘልል እኽእል እየ።

让我能跳绳。


ብእኡ ክቐልዕ እኽእል እየ።

让我能踢球。


ብእኡ ከምልጥ እኽእል እየ።

让我能逃走。


ብእኡ ግና ፍጹም ክነፍር ኣይክእልን ኢየ።

可是总不能让我飞!


作者: Clare Verbeek, Thembani Dladla, Zanele Buthelezi
插图: Mlungisi Dlamini, Ingrid Schechter
译文: Daniel Berhane Habte
语言: 提格雷尼亚语
级别: 1级
出处: 原文来自非洲故事书My body
共享创意授权条款
本着作系采用共享创意 署名-非商业性 3.0 未本地化版本授权条款授权。
选项
返回故事列表 下载 PDF