ኣብ ትሕቲ ዓራት ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ تَحْتَ السَّرِيرِ؟
ኣብ ልዕሊ’ዚ ከብሒ ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ فَوْقَ الخِزَانَةِ؟
ኣብ ድሕሪ’ዚ ሶፋ ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ وَرَاءَ الأَرِيكَةِ؟
ጥቓ እዚ እንዳ ጓሓፍ ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ بِجَانِبِ حَاوِيَةِ القُمَامَةِ؟
ኣብ ውሽጢ’ዚ ዘንቢል ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ دَاخِلَ السَّلَّةِ؟
ካብ’ዚ ቤት ወጻኢ ድያ ዘላ?
هَلْ هِيَ خارِجَ المَنْزِلِ؟