እዛ ቀምሽ ነዋሕ እያ።
هَذَا الفُسْتَانُ طَوِيلٌ.
እዚ ጎልፎ ገዚፍ እዩ።
هَذِهِ الكَنْزَةُ كَبيرَةٌ.
እዛ ቦርሳ ገዛፍ እያ።
هَذِهِ الحَقيبَةُ كَبيرَةٌ.
እዛ ቆቢዕ ንእሽቶ እያ።
هَذِهِ القُبَّعَةُ صَغِيرَةٌ.
እዘን ካልሲ ሓጸርቲ እየን።
هَذِهِ الجَوَارِبُ قَصِيرَةٌ.
እዘን ሳእኒ ግን ሓደስቲ እየን።
لَكِنَّ هَذَا الحِذَاءَ جَديدٌ.
… ዕቅነይ ኮይነን።
إِنَّهُ مُنَاسِبٌ جِدًّا…